ንሓያሎ ዓመታት
ነቲ ንልበይ ዝኸበበ መንደቕ ሞዶሽክዎ
ኣብ መወዳእታ
ምስ ፈረሰ ኸኣ
እቲ ኣብ ውሽጠይ ዝነበረ ነገር
ምስቲ ንብምሉኡ ነቲ ሞዶሻ ሒዙ ዝነበረን
ሓደ ኮይኑ ረኸብክዎ
—Ian Boyden
Translator: Simon Tesfamichael Araya
ንሓያሎ ዓመታት
ነቲ ንልበይ ዝኸበበ መንደቕ ሞዶሽክዎ
ኣብ መወዳእታ
ምስ ፈረሰ ኸኣ
እቲ ኣብ ውሽጠይ ዝነበረ ነገር
ምስቲ ንብምሉኡ ነቲ ሞዶሻ ሒዙ ዝነበረን
ሓደ ኮይኑ ረኸብክዎ
—Ian Boyden
Translator: Simon Tesfamichael Araya